ትምህርቲ
ኣብ ኖርወይ ኩሎም ቆልዑ 10 ዓመት ትምህርቲ ክመሃሩ መሰልን ግዴታን ኣለዎም። መንእሰያት ከኣ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ክመሃሩ መሰሎም እዩ።
ኣብ ቤት ትምህርቲ ዝወሃብ ትምህርቲ ምስ ገዛ ብምትሕብባርን ብምርድዳእን ክኸውን ኣለዎ።
ዝዓበየ ሓላፍነት ቆልዑ ናይ ወለዲ ካብ ኮነ፣ ወለዲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክትሓጋገዙን ክጸልዉን መሰሎምን ግቡኦምን እዩ።

ኣብ ኖርወይ ኩሎም ቆልዑ ዓሰርተ ዓመት ክመሃሩ መሰልን ግዴታን ኣለዎም።