ምክልኻል ሕማማት
ኣነባብራናን ብቕዓት ጥዕናናን መብዛሕትኡ ግዜ ዝተተሓሓዘ እዩ።
- ናይ ጥዕና መግቢ ምስ ንበልዕን ኣካላዊ ንጥፈት ምስ ነካይድን ጥዕናና ንዝነወሐ ግዜ ክንዕቅብ ዘሎ ተኽእሎ ይልዕል።
- ሽጋራ ዘትክኹ ሰባት መንሽሮን ሕማማት ልብን ሰራውር ደምን ክሕዞም ዘሎ ተኽእሎ ይልዕል።
- ኣብ ኖርወይ ሰሓቕ ዕድመ የናውሕ ዝብል ብሂል ኣሎ።
ኣነባብራናን ብቕዓት ጥዕናናን መብዛሕትኡ ግዜ ዝተተሓሓዘ እዩ።