ናይ ስራሕ ዕዳጋ ኣብ ኖርወይ

Lærerinnhold

Tips til undervisningen

Se filmen

Videoen viser til sammen atten klipp fra ulike norske yrker. Først ser vi svart-hvitt-bilder av yrker som var vanlige før i tiden – jordbruk og fiske. Sår ser vi klipp fra moderne yrker, som oljeplattformarbeider, butikkmedarbeider og sykepleier.

Forslag til spørsmål

Hva er vanlige yrker i hjemlandet ditt? Er de samme yrkene vanlige i Norge?
Tror du det er vanlig å velge samme yrke som foreldrene sine? Hva er fordelene ved å gjøre det? Hva er ulempene?
Finnes det andre positive sider ved å jobbe enn at man får lønn?
Var det enkelt å få jobb i hjemlandet ditt? Tror du det er enklere eller vanskeligere å få jobb i Norge?
Hvilke yrker tror du vi har flere av i Norge enn i andre land?

Snakk sammen

Tilleggsspørsmål: Hvordan påvirker digitaliseringen av samfunnet deltakernes jobbmuligheter?

Tips til undervisninga

Sjå filmen

Videoen viser til saman atten klipp frå ulike norske yrke. Først ser vi svart-kvitt-bilete av yrke som var vanlege før i tida – jordbruk og fiske. Så ser vi klipp frå moderne yrke som plattformarbeidar, butikkmedarbeidar og sjukepleiar.

Framlegg til spørsmål

Kva er vanlege yrke i heimlandet ditt? Er dei same yrka vanlege i Noreg?
Trur du det er vanleg å velje same yrke som foreldra sine? Kva er fordelane med å gjere det? Kva er ulempene?
Finst det andre positive sider ved å jobbe enn at ein får løn?
Var det enkelt å få jobb i heimlandet ditt? Trur du det er enklare eller vanskelegare å få jobb i Noreg?
Kva for yrke trur du vi har fleire av i Noreg enn i andre land?

Snakk saman

Tilleggsspørsmål: Korleis påverkar digitaliseringa av samfunnet deltakarane sine jobbmoglegheiter?

Læreplan

Grunnleggende ferdigheter

Digitale ferdigheter
Muntlige ferdigheter

Tverrfaglige tema

Demokrati og medborgerskap

Læreplan i samfunnskunnskap for voksne innvandrere etter integreringsloven

bruke kunnskap om arbeidslivet til å ta hensiktsmessige valg knyttet til opplæring, utdanning og arbeid

Kjerneelement

Individ og fellesskap

Læringsaktivitet

Muntlig aktivitet
Utforsking
Video

ነዛ ፊልም ርኣያ

ናይ ስራሕ ዕዳጋ ኣብ ኖርወይ

ቅድሚ ሚእትን ሓምሳን ዓመታት ሕርሻ፡ ስራሓት ጫካን ምግፋፍ ዓሳን ኣብ ኖርወይ እቲ ቀንዲ ምንጪ ቍጠባ እዩ ነይሩ። ካብቲ ግዜ’ቲ ኣትሒዙ ብዙሕ ለውጥታት ተራእዩ። ኣብ መወዳእታ መበል 19 ዘመን ፋብሪካታት ስለ ዝተሃንጸ ብዙሓት ሰባት ናብ ከተማታት ብምግዓዝ ኣብቲ ኢንዱስትሪታት ክሰርሑ ጀሚሮም። ኣብ ቀዳማይ መፋርቕ መበል 20 ዘመን ብዙሕ ኢንዱስትርያዊ ናይ ስራሕ ቦታታት ተፈጢሩ። እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ ብዙሓት ኖርወጃውያን ናብ ሕቡራት መንግስትታት ኣሜሪካ ብምኻድ ኣብኡ ክነብሩ ጀሚሮም።

Et svart-hvitt-fotografi viser en hest og en kjerre på en eng. Ved siden av og oppi kjerra står fire personer som samler høy og gress i kjerra. Foto
Midt-Telemark museum

ኣብ 1950 ልዕሊ ዕስራ ሚእታዊት ህዝቢ ኣብ ሕርሻ ዝተዋፈረ ነይሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ኣሃዝ ናብ ትሕቲ ሰለስተ ሚእታዊት ወሪዱ ኣሎ። ይኹን’ምበር ኣብ ኖርወይ ካብ ቅድሚ ሕጂ ንላዕሊ ዝያዳ ምግቢ ይፈሪ ኣሎ። ከምዚ ክኸውን ዝኸኣለሉ ምኽንያት ከኣ ኣብ ሕርሻ፡ ምግቢ ምፍራይ ዝቐለለን ኣድማዕን ዝገብራ ማሺናት ስለ ዘለዋ እዩ።

ኣብ መወዳእታ 1960ታት፡ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ነዳዲ ምስ ተረኽበ ምህርቲ ነዳድን ጋዝን ሓደ ኣገዳሲ ክፋል ኢንዱስትሪ ኖርወይ ኰይኑ። ነዳድን ጋዝን ንቝጠባ ኖርወይ ብዙሕ ኣበርክቶ ገይሩ እዩ። ብሰንኪ ኣብ ክሊማ ዘምጽኦ ብድሆታት ናብ “ቀጠልያ" ናይ ስራሕ ቦታታት ኣብ ምስግጋር ኣተኵሮ ክግበረሉ ድሌት’ኳ እንተ’ሎ፡ ገና ኣብ ኖርወይ ብዙሕ ዕማም ዘድልዮ እዩ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰላሳ ዓመታት ኣብ ኖርወይ ኣብ ዘሎ ዕዳጋ ስራሕ ዳግማይ ዓቢ ምቅይያር ተራእዩ። ገለ ካብዚ ንምጥቃስ ብዙሓት ኣብ ኢንዱስትሪ ዝሰርሑ ዝነበሩ ሰባት ኣመና ምንካይ ነይሩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ዝበዝሐ ስራሓት ኣብ ናይ ኣገልግሎት ስራሓት ኢና ንረኽቦ። ከምዚ ክብሃል ከሎ እቶም ኣብ ኖርወይ ስራሕ ክረኽቡ ዝደልዩ ንኣብነት ኣብ ድኳን፡ ኣገልግሎት ጥዕና፡ ኣብያተ- ትምህርትን መውዓሊ ሕጻናት ወይ ኣብ መጐዓዝያ ስራሕ ናይ ምርካብ ጽቡቕ ዕድል ኣሎዎም ማለት’ዩ። ብዙሓት ሰባት’ውን ምስ ምዕባለ ሓድሽ ቴክኖሎጅያዊ ሓበሬታ ኣብ ዝተሓሓዝ ሞያ ስራሕ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም።

ብሓባር ተዘራረቡ

  • እዚ ሰሌዳ እንታይ’ዩ ዝነግረካ፧
  • ኣብ ትፈልጦም ሃገራት ኣብ ዝተፈላለየ ንግዳዊ ትካላት ዘሎ ዝርግሐ ከመይ ይመስል፧
  • ኣብ ኣየናይ ሞያ ኢኻ ስራሕ ክትረክብ ትኽእል፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ምህርቲ ነዳድን ጋዝን ኣገዳሲ ክፋል ኢንዱስትሪ ኖርወይ ዝዀነ መዓስ'ዩ፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ሎሚ ኣብ ኖርወይ እቲ ዝበዝሐ ስራሕ ኣበይ ኣሎ፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ቅድሚ 150 ዓመት ኣብ ኖርወይ እቶም ኣገደስቲ ኢንዱስትሪታት ዝነበሩ ኣየኖት እዮም፧

ቅኑዕ ወይ ጌጋ ምረጽ

ነዚ መግለጽታት ኣንብቦ። ኣየናይ'ዩ እቲ ቅኑዕ፧ ኣየናይከ እቲ ጌጋ፧

ኣብ መወዳእታ ዓመተ 1500 ዘመን ፋብሪካታት ተሃኒጹ፡ ብዙሓት ከኣ ናብ ከተማታት ግዒዞም።
ሎሚ ኣብ ሕርሻ ዝሰርሑ ሰባት ትሕቲ 3 % እዮም።
ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ኖርወይ ካብ ቅድሚ ሕጂ ዝወሓደ ምግቢ እዩ ዝፈሪ ዘሎ።
ኣብ መጀመርያ መፋርቕ 1900 ዘመን ብዙሓት ኖርወጃውያን ናብ ኣሜሪካ ተሰዲዶም።
ነዳዲ ኣብ መወዳእታ 1960 ታት ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ተረኺቡ።

ቅኑዕ ወይ ጌጋ ምረጽ

ነዚ መግለጽታት ኣንብቦ። ኣየናይ'ዩ እቲ ቅኑዕ፧ ኣየናይከ እቲ ጌጋ፧

ቅድሚ 150 ዓመት ሕርሻ፡ ስራሕ ስነ-ገረብን ምግፋፍ ዓሳን ኣብ ኖርወይ እቶም ቀንዲ ኣገደስቲ ንግዳዊ ስራሓት ነይሮም።
ሎሚ መብዛሕትኡ ስራሕ ኣብ ምግፋፍ ዓሳን ስራሕ ስነ-ገረብን እዩ ዘሎ።
ሎሚ ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ኣብ ሕርሻ፡ ንፍርያት ምግቢ ዝቐለለን ስሉጥን ዝገብራ ማሺናት ኣለዋ።
ኵነታት ኣየር ብዝፈጠሮ ብድሆታት እቲ ኣተኵሮ ናብ "ቀጠልያ" ስራሕ-ቦታ ኣብ ምስግጋር እዩ ዘሎ።
ነዳድን ጋዝን ኣብ ቍጠባ ኖርወይ ብዙሕ ኣበርክቶ ገይሩ እዩ።

ቅኑዕ ስእሊ ምረጽ

ሎሚ እቲ ዝበዝሐ ስራሓት ኣብ ናይ ኣገልግሎት ሞያ እዩ ዘሎ። ኣየኖት ስእልታት እዮም ኣገልግሎት ሞያ ዘርእዩ፧ ብዙሕ መልስታት ምሃብ ይከኣል'ዩ።