ሕግታት መንበሪ ፍቓድ

Lærerinnhold

Tips til undervisningen

Snakk sammen

Hvem som får bo i et land er et politisk spørsmål. Innvandring og mottak av flyktninger er et av de mest debatterte temaene i norsk politikk, med mange sprikende og sterke meninger. Meningene kan for eksempel være basert på økonomi, kulturspørsmål, redsel for det ukjente, rettferdighet eller integreringsspørsmål. Norge er i tillegg bundet av internasjonale avtaler og traktater som handler om innvandring.

Når et land tar imot flyktninger, sier man også ja til ansvar og forpliktelse. I Norge får flyktninger tilbud om introduksjonsprogram. Gjennom introduksjonsprogrammet får flyktningen mulighet til å kvalifisere seg for arbeid og mottar også en introduksjonsstøtte i en periode. Til gjengjeld forventes det at flyktningene selv skal gjøre en innsats blant annet for å lære seg språket, tilpasse seg kulturen og komme i arbeid.

Tips til undervisninga

Snakk saman

Kven som får bu i eit land, er eit politisk spørsmål. Innvandring og kor mange flyktningar vi skal ta imot er eit av temaa det er mest debatt om i norsk politikk, og her er mange sprikande og sterke meiningar. Meiningane kan til dømes vere baserte på økonomi, kulturspørsmål, redsle for det ukjende, rettvise eller integreringsspørsmål. Noreg er dessutan bunde av internasjonale avtalar og traktatar som handlar om innvandring.

Når eit land tek imot flyktningar, seier ein òg ja til ansvar og plikter. Flyktningar som kjem til Noreg, får tilbod om eit introduksjonsprogram. Dette introduksjonsprogrammet gjev flyktningar ei moglegheit til å kvalifisere seg for arbeid, og dei får òg introduksjonsstønad i ein periode. Til gjengjeld blir det venta av flyktningane at dei sjølve skal gjere ein innsats, mellom anna for å lære seg språket, tilpasse seg til kulturen og kome i arbeid.

Læreplan

Grunnleggende ferdigheter

Digitale ferdigheter
Muntlige ferdigheter

Tverrfaglige tema

Demokrati og medborgerskap

Læreplan i samfunnskunnskap for voksne innvandrere etter integreringsloven

bruke kunnskap om sentrale rettigheter, plikter og muligheter som nyankommen innvandrer i Norge

Kjerneelement

Individ og fellesskap

Læringsaktivitet

Muntlig aktivitet

ሕግታት መንበሪ ፍቓድ

NTB

ሓደ ወጻእተኛ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተወልደ ዀይኑ ኣብ ኖርወይ ዝነብር ዘሎ እዩ። ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ወጻእተኛታት ዝተፈላለየ ዓይነት መንበሪ ፍቓድን ዝተፈላለየ መሰላትን ኣሎዎም።

  • ካብ ሕብረት ኤውሮጳ EU/EØS ዝመጽኡ ሰባት መንበሪ ፍቓድ ከይሓተቱ ኣብ ኖርወይ ክሰርሑ ይኽእሉ እዮም፡ እንተዀነ ኣብ ፖሊስ ክምዝገቡ ኣለዎም። እዚ ብዲጂታላዊ መንገዲ ዝግበር’ዩ።
  • ካብ ካልእ ሃገራት ብምስግጋር ወይ ብኮታ ናብ ኖርወይ ዝመጽኡ ስደተኛታት ምስ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት/UNHCR (FN) ብዝግበር ዝምምዕ እዮም ዝመጽኡ። ኣብዚ ሃገር ምስ በጽሑ ኸኣ ግዜያዊ መንበሪ ፍቓድ ይወሃቦም።
  • ሓደ ሰብ ብሰንኪ ዓሌት፡ ሃይማኖት፡ ዜግነት፡ ጾታዊ ኣረኣእያ ወይ ፖለቲካዊ ስራሕ ኣብ ሃገሩ ምስዳድ/ጭቆና ምስ ዝወርዶ ኣብ ኖርወይ ዕቝባ ክወሃቦ ይኽእል። እቶም ዕቝባ ዚደልዩ ባዕላቶም ናብ ኖርወይ መጺኦም ዕቝባ ንምርካብ የመልክቱ። እዚኣቶም ክንጸጉ ወይ ድማ ብሰንኪ ሓያል ሰብኣዊ ድንግጼ ዕቝባ/መንበሪ ክወሃቦም ይኽእል።
  • ስድራቤት ናይ ሓደ ኣብ ኖርወይ መንበሪ ፍቓድ ዘሎዎ ሰብ ምትእኽኻብ ስድራቤት ከመልክቱ ይኽእሉ።

እቶም ብሰንኪ ሓያል ሰብኣዊ ድንጋጼ ከም ስደተኛታት ተቐባልነት ዝረኸቡ/መንበሪ ፍቓድ ዝተዋህቦምን ካብ ካልእ ሃገር ጸኒሖም ዝተጣየሱ ስደተኛታትን ብልሙድ ዘረባ ስደተኛታት እናተባህሉ ይጽውዑ።

ኣብተን ናይ መጀመርታ ሰለስተ ወይ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኖርወይ ግዜያዊ መንበሪ ፍቓድ’ዩ ዝወሃበካ። እዚ በቲ ልሙድ መስርሕ ኣብ ነፍስወከፍ ዓመት ክሕደስ ኣለዎ። ድሕሪ ሰለስተ ወይ ሓሙሽተ ዓመት ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ። ድሕሪ ሽዱሽተ፡ ሸውዓተ ወይ ሸሞንተ ዓመት ድማ ዜግነት ኖርወይ ንምርካብ ክተመልክት ትኽእል ኢኻ።

www.udi.no

ኣብ መርበብ ገጻት ናይ UDI ሓበሬታ ክትመልእን ንዓኻ ዝሰማማዕ መርሓ መንገድን ክትረክብ ትኽእል። ኣብዚ እዋናዊ ዝኾኑ ምልክታታት’ውን ብዲጂታላዊ መንገዲ ምቕራብ ይከኣል’ዩ። እዚ መርበብ ሓበሬታ’ዚ ብቛንቋታት ኖርወይን እንግሊዝኛን ክርእ ይኽእል።

ኢንተርነኔት

ብሓባር ተዘራረቡ

  • ኣብ ሓንቲ ሃገር መን መንበሪ ፍቓድ ከም ዝወሃቦ ዝውስን መን’ዩ፧
  • ኵሉ ናብ ሃገርካ ክግዕዝ ዝደሊ ሰብ ክግዕዝ ይኽእልዶ፧
  • ስለምንታይ’ዩ ኩላቶም ኣብ ኖርወይ መንበሪ ፍቓድ ዝደለዩ ክረኽቡ ዘይክእሉ፧
  • ሓንቲ ስደተኛታት ትቕበል ሃገር እንታይ ሓላፍነት ኣሎዋ፡ እቶም ስደተኛታት ባዕላቶምከ እንታይ ሓላፍነት ኣሎዎም፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ስደተኛ ኣብ ዝብል ቃል እንታይ ማለት እዩ፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ካብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኤውሮጳዊ ቍጠባዊ ምትሕግጋዝን (EU/EØS) ዝመጽኡ ነበርቲ፡ መንበሪ ፍቓድ ከይሓተቱ ኣብ ኖርወይ ክሰርሑ ይኽእሉዶ፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ኣበየናይ መርበብ ሓበሬታ ኢኻ ንዓኻ ዝሰማማዕ፡ ንመንበሪ ጕዳያት ዝምልከት መምርሒ ክትረክብ ትኽእል፧

ቅኑዕ መልሲ ምረጽ

ኣባላት ሓደ ስድራቤት ኣብ ኖርወይ መንበሪ ፍቓድ ዘሎዎም ኣባላ ስድራቤት እንተ ኣልይሞም እንታይ ከመልክቱ ይኽእሉ፧

ቅኑዕ ወይ ጌጋ ምረጽ

ነዚ መግለጽታት ኣንብቦ። ኣየናይ'ዩ እቲ ቅኑዕ፧ ኣየናይከ እቲ ጌጋ፧

ኣብ ኖርወይ ዝርከቡ ስደተኛታት ሓደ ዓይነት ፍቓድ መንበርን ማዕረ መሰላትን ኣሎዎም።
ሓተትቲ ዕቝባ ብሰንኪ ሓያል ሰብኣዊ ግምት ክንጸጉ ወይ ዕቝባ/መንበሪ ክወሃቦም ይኽእል።
ኣብተን ናይ መጀመርያ ሰለስተ ወይ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ኖርወይ ዓመት ዓመት ዝሕደስ ግዜያዊ መንበሪ ፍቓድ ይወሃበካ።
ካብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረትን/ቍጠባዊ ምትሕግጋዝ ኤውሮጳን EU/EØS ክሰርሑ ናብ ኖርወይ ዝመጽኡ መንበሪ ፍቓድ ክረኽቡ ከመልክቱ ኣለዎም።
እቶም ብሰንኪ ዓሌቶም፡ ሃይማኖቶም፡ ዜግነቶም፡ ጾታዊ ዝምባሌኦም ወይ ፖለቲካዊ ንጥፈታቶም ኣብ ሃገሮም ስቓይ ዝወረዶም ሰባት ኣብ ኖርወይ ዕቝባ ክወሃቦም ይኽእል'ዩ።